Tuesday 17 February 2015

ሰናብቲ ዓቢይ ጾም

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ።

ክቡራት ተኸታተልቲ ምስቲ ሒዝናዮ ዘሎና ዓቢይ ጾም፤ ኣብ ነፍስ ወከፍ ሰሞን ንዝርከቡ ሸሞንተ ሰናብቲ ብዝምልከት ቀዲሙ ብ ጦማረ ማዕዶት ዝተዘርገሐ ትምህርታዊ ጽሑፋት ብቀሊሉ ምእንቲ ክትረኽብዎ ብምሕሳብ፡ ነዞም ስዒቦም ዘለዉ ኣርእስቲ ሰናብቲ ብምጥዋቕ ከተንብቡ ከምእትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ።

 · ቀዳመይቲ ሰንበት - ዘወረደ

 · ካልኣይቲ ሰንበት - ቅድስት

· ሣልሰይቲ ሰንበት - ምኵራብ

· ራብዓይቲ ሰንበት - መጻጉዕ

· ሓሙሸይቲ ሰንበት - ደብረ ዘይቲ

 · ሻዱሸይቲ ሰንበት - ገብር ኄር

· ሻብዓይቲ ሰንበት - ኒቆዲሞስ

 · ሻሙነይቲ ሰንበት - ሆሳዕና

አምላከ ሕያዋን እግዚአብሔር ጾምና ይባርኸልናን ይቐድሰልናን።

No comments:

Post a Comment