†በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ፣ ኣሜን †
ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝሓረዮም ብዙሓት ሰብ ጸጋ ኮይኖም ኣብ ቅድሚ ኣምላኮም እሙናትን ምስጉናትን፡ ኣብ ቅድሚ ዓለም ግን ንዑቃት ፍንፉናት ኮይኖም ዝሓለፉ ኣብ ታሪኽ ቤተ ክርስትያን ዉሑዳት ኣይኮኑን።
ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝሓረዮም ብዙሓት ሰብ ጸጋ ኮይኖም ኣብ ቅድሚ ኣምላኮም እሙናትን ምስጉናትን፡ ኣብ ቅድሚ ዓለም ግን ንዑቃት ፍንፉናት ኮይኖም ዝሓለፉ ኣብ ታሪኽ ቤተ ክርስትያን ዉሑዳት ኣይኮኑን።
ከም ኣብነት ኣብ ብሉይ ኪዳን ካብ ዝነበሩ ከም በዓል ነቢይ ኢልያስ ከምኡ ውን ኣብ ሓዲሽ ኪዳን ከም በዓል ቅዱስ ዮውሐንስ መጥምቅ ዓለም ንትምህርቶም ምቅባል እኳ እንተ ኣበየቶም ነቶም ናይ ዓለም ባሮት ዝኮኑ ነገስታት ብድፍረት ገሲጹ ናይ ኣምልኾኦም ሓቀኛ ትምህርቲ ምሂሮም ሓሊፎም እዮም፡ ነዚ ድማ ቅዱስ መጽሓፍ ቅዱስ ምስክርና እዩ። ማቴ14፡1-12
እዚ ክገብሩ እንከለዉ ግን ኣመንቲ ንዝኮኑ እንዳ ፈላለዩ፡ ወገን እንዳ ገበሩ ኣይኮኑን ምስኦም ንዘለዉ እንዳ ረብሑ ንዝጠፍ'ኡ እንዳ ኣከቡ፡ሃይማኖቶም ብምዕቃብ፡ ሃገር ኣርሒቅካ ምጽራፍ ዘይኮነስ ፍጹም እምነት ብዝተመልኦ ጥብዐት ብመንፈስ ብድፍረት ኣብ ቅድሚ ኣህዛብን ነገስታትን ስለ ሃይማኖቶም ብምምስካር፡ ኣርኣያ ብምኳን'ዩ ነይሩ።
ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ገዳመ ቆሮንጦስ ሕይወቱ ብጾምን ብጸሎትን ንዝተወሰነ ግዜ ከም ዝነበረ ንፈልጥ ኢና። ኤልያስ ካብ እምባ ቀርነሌዎስ ምስ ወረደ ንኤልሳእ ኣብነት ከም ዝኮኖ ጐይታ ውን ካብ ገዳመ ቆሮንጦስ ምስ ወረደ ሓቀኛ ትምህርቲ ዝምህሩ ዓሰርተ ክልተ/12/ ሓዋርያት መረጸ ነዛ ዓለም ድማ ሓቀኛ ፍቅሪ ገዲፉላ ካብ'ዛ ዓለም ተፈልየ።
ከምኡ ውን ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ልቦም ከም ዘይጠፍእ ሃልሃልታ ሓዊ ኮይኑ ዘቃጽሎም/ሉቃ12፡49/። ከም በዓል ኣባ እንጦንስ ኣቦ መነኮሳት ተባሂሎም ንምጽዋዕ ዝበቅዑ ካብቶም ኣብ ሳልሳይ ክፍለ ዘመን ዝነበሩ ቀዳሞት መነኮሳት ከም ዝኮኑ ቤተ ክርስትያን ናይ ወትሩ ትምህርታ እዩ።
እምበኣር መነኮስ/ፈላሲ ማለት ካብ ድልየትን ፍትወት ንዓለም ከምኡ ድማ ካብቲ ልዕሊ ኩሉ ዝኾነ ፍቅሪ ወለዲ ተሰዲድካ፡ ተፈሊካ ብድልየትን ሓሳብ ኣምላኽን እትነብረሉ መንገዲ ጽድቂ ማለት እዩ።ማቴ5፡10 ''ብፁዓን እለ ይሰደዱ ብእንተ ጽድቅ እስመ ሎሙ ይእቲ መንግስተ ሰማያት'' ስለ ጽድቅ ዝስተዱ መንግስተ ሰማያት ናቶም እያ እሞ ብፁዓን እዮም።
ስለዚ ከምዚ ካብ ኮነ ሓቅን ጽድቅን ዝነግሰሉ ንዓኻ እምበር ንዓይ ዘይትብለሉ፡ ምስ መላገጽቲ ገዲፍካ ምስ ኣመስገንቲ ትሓብረሉ ካብ ናይ ወገንነትን ዓሌትን ርሒቅካ ሕብረት እግዚኣብሔር ትምስርተሉ ክርስትያናዊ ኣቦን ምኳን'ዩ።
ግና ከምቲ ኣብ መእተዊ ኣርእስትና ጽሒፍናዮ ዘለና <<ካላሽን ዝተሓንገጠ ፈላሲ>> ዝብል ንምንታይ ኣድልዩ ምስ ንብል፡ እዞም በዓይንና እንርእዮም ዘለና፡ ብእዛና ውን ወትሩ ኣንሰምዖም ዘለና << ባኣ መቃርስ>> ዝተባህሉ ዳግማዊ መሓመድ ግራይ እንተልናዮም ዘሰክፍ ኣይኮነን።
ስለምንታይ ምስ ንብል? ከምኦም ተጻራፊ ልሳን ሃልዩና ክንጻረፍ ስለ ዝደለና ኣይኮናን <<መሓመድ ግራይ>> ዝገበሮ ሕማቕ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ቤተ ክርስቲያንና ንምፍላጥ ክሕግዘና ስለ ዝደለና ኢና።
ታሪኽ ሕይወቶም ኣብዚ ክንገልጽ ኣድላዪ ኣይኮነን ከመይ'ሲ ከምቲ ወትሩ እንሰምዖም <<ኣነ ኣነ ኣነ ኣነ>> ዝብል ናይ ሰይጣናዊ ቃል ታሪኽ ሕይወቶም እምበር ፍቅሪ ኣምላኽ ዝገልጽሉ ሰዓት ስለ ዘየለ እዩ።
ሕዝበ ክርስትያን ብሓቂ እዞም ኣቦ እዚኦም ሓቀኛ ናይ እምነት ኣቦ ነይሮም እንተዝኾኑ ኣማኒ ምስ ዘይኣማኒ እንታይ ሕብረት ኣለዎ ዝብል ቃል መጽሓፍ ቅዱስ ዝዝንግዑ ዶ ኣይመስለኹም? ነቶም ናይ እምነት ኣቦታት ከ ምስ muslim/ኣስላምን እንታይነት ሃይማኖት ዘይብሎም ፖለቲካውያንን ኮይኖም መዓልቲ መዓልቲ ክጸርፍዎም ምደፈሩ ዶ ይመስለኩም? እስከ ንሕሰብ እቶም ስጋ ወደም ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ቆሪሶም ዝምገቡ ብጽድቂ ዝጓዓዙ ናይ ጸሎት ኣቦታት ብመልሓሶም ከም ልሕጺ ሰራው ክልሕጽዎም ኣእዛንኩም ጽን ኢለን ክሰምዓ ብሓቒ ድዩ ድስ ኢሉኹም? ግና ኣቦታትና ንመከራ ከም ራህዋ፡ ንጸርፊ ከም ምርቃ ተቀቢሎም ዝሓልፉ እሙናት ሰብ ሓቀኛ መስቀል እዮም። ማቴ5፡45-46
ሕዝበ ክርስትያን ኣስተውዕል! ነቦይን ኣቦካን እምነተይን እምነትካ እዮም ዝጸርፉ ዘለዉ። ዕላማኦም እንታይ ከም ዝኾነ ዝጠፋካ ኣይኮነን፡ ምኽንያቱ ከምቲ ብዕለተ ሮቡዕ ይሁዳ ንጐይትኡ ብገንዘብ ኣሕሊፉ ዝሃቦ እዚኦምውን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ጽልኦም ሽፋን ብምግባ ኣብ ልዕሊ ቅድስት ቤተ ክርስትያን እምነተ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ከም ዝኮነ ፍለጥ። እግዚኣብሔር ዘድልዩዎ ዓይነት ኣገልገልቲ ከምዞም ኣባ መቃርስ ስሞም ምስ ግብሮም ዘይሳማማዕ ዘይኮነስ ወይውን ካብ ልሳኖም ጸርፊ ዘንጠብጥብ ዘይኮነ እንታይ ደኣ እንተተባሂሉ ከምቲ ጥበበኛ ሰሎሞን ዝበሎ /2ይዜና7፡13-16/ዘሎ ቃል። ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ትሕት ዝብልን ኣብ ሽግር ግዜ ጸሎት ምህልላ መርኩስ ዝገብር እዩ።
ስለዚ እግዚኣብሔር ልሳን ዝሃቦም መመስገኒ ደኣ እምበር መጽረፊ ከምዘይ ኮነ ንክእመኑ መንፈስ ቅዱስ ይደግፎም።
ይቅጽል . . . . .

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።
ReplyDeleteሰላም ናይ እግዚኣብሄር ምስ ኩላትና ይኩን ። ኣነ ኣብ ኩሉ እትጽሕፍዎን ፣ እተመሓላልፍዎን ብጽቡቅ ካብ ዝከታተልኩም ሓደ እየ።
ብዙሕ ጽቡቅ ነገር ድማ ክርእየልኩም ጸኒሐን ኣለኩን ። ከም ኦሬንታል ኦርቶዶክስ ኣማኒ መተን ከኣ ጽቡቅ ኣብ ተመሓላልፍሉ ደስ ይብለኒ። ናትኩም ሕማቅ ከኣ ክርኢ ኣይደልን ።እዚ ሕጂ እተርእይዎ ዘለኩም ገለ ነጥብታት ግን ብዙሕ ኣይደገፍኩዎን ። ስለምንታይ ሲ ከምዚ ናይ ፖለቲካ ኣካይዳ ኮይኑ ስለ ዝተሰምዓኒ ዩ።
ንኣብነት ፣ ኣብ ዝኮነ ጉዕዞ ሂወተይ ካብ ዝረኣኩዎ ንሓደ ገባሪ ኩፉእ እንዳ ፈለጥካዮ ስቅ ዩ ዝበሃል [ ደረፍቲ ፣ሰክራማት ፤ ሰረቅቲ ፣ ደባትር ፣ጠንቆልቲ ] ወዘተ ማለተይ እየ ። ኣብዚ ናይ ሃይማኖት ኣቦታት ግን ብዘይ ንሕስያ ክዝለፉ ይርኤ ። ንሓደ ኣብ መራከቢ ብዙሓን ምዝርጋሕ ማለት እኮ ትንፋሱ ምሕላፍ ሰብ ከይቀርቦ ምግባር ዩ። ኣረ እዚ ኣብ ኦርቶዶክስ ክርኤ ጽቡቅ ኣይኮነን።
†በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ፣ ኣሜን †
Deleteሰላም ንዓካ ከሳቴ ብርሃን ሓውና ወይ ሓፍትና ስለ ሓሳብኩም ኣዚና ነመስግን!!! ቀጺለ
ከም ዝበልካ/ኪዪ ናይ ሰብ ጌጋ ናብ ደገ ምውጻእ ኢሃይማኖታዊ ግብሪ እዩ። እንተ ኾነ ግን ነዚ ውን ቤተክርስቲያን ገደብ ጌራትሉ ኢያ (ቀሊል ኣብነት ታሪክ ቤተክርስቲያን ንዝርከቡ ምምላስ ዝኣበዩ መናፍቃን ዝተወሰነሎም) ክንምልከት ንኽእል። እዚ ድማ ጽልኣት ወይ ካልእ ኣይኮነን፡ ነገሩ ርዱእ እዩ ከመይ? ንሕና እኮ ካብ ኣካላትና ንኻልእ የባኽን እዩ ንዝተባሃለ ክፍሊ እንዳ ሓዘና ግን ካብ ዘባኽን ኢልና ከይነሓፍና ከም እንቆርጾ። እዞም ሰብ እዚኦም ውን እቲ ዝኸድዎ ዘለዎ መንገዲ ጽቡቅ ኣይኮነን ናብታ ጸባብ ፍኖተ ሕይወት ዘይኮነ ናብታ ገፋሕ ግን ፍኖተ ደይን ወኩነኔ እዩ ዝወስድ እሞ ሰባት ተጠንቀቁ ኢና ንብል ዘለና እዚ ድማ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ 2ይ ተሰሎንቄ 3፡ 6 ከምዚ ይብል (እምብኣርስ፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ካብቲ በቲ ኻባና እተቐበሎ ምህሮ ዘይነብር፡ ብዘይ ስርዓት ዚመላለስ ዘበለ ሓዉ ክትፍለዩ፡ ብስም ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ንእዝዘኩም አሎና) ስለዚ ሓውና ነቲ [ ደረፍቲ ፣ሰክራማት ፤ ሰረቅቲ ፣ ደባትር ፣ጠንቆልቲ ] እንዳ በልካ ምሳሌ ዝሃብካዮ ድማ ከምዚ ይብለካ። ቅ.ዮሐንስ ስለ ይሁዳ ከምዚ ክብል ይጽሕፍ ዮሐ 12: 6 (እዚ ዝበለ፡ ሰራቒ ስለ ዝዀነ እዩ እምበር፡ ንድኻታት ሐልዩሎም ኣይኰነን። ማሕፉዳ ምስኡ ነበረ፡ ካብቲ ኣብኡ ዝኣተወውን የልዕል ነበረ) ኢሉ ንይሁዳ ሰራቂ ክብል ይገልጾ እሞ ሓውና/ሓፍትና ኣነ ውን ቅ.ዮሐንስ ሰራቂ ንዝበሎ 10000 ግዜ ደጋጊመ ሰራቂ ምባለይ ዘንቅፍ ኣይመስለኒን (ንምውድዳር ዘይሙኻኑ ከተቅልበለይ ይምሕጸን) ዘዛርበና ዘሎ ግብሪ ስለ ዝኾነ። በዚ ኮነ በቲ ግን ኣነ እንታይ ደስ ምበለኒ ካብዚ ኣቅሪብናዮ ዘለና ነጥብታት ቅኑዕ ኣይኮነን ዝበልካ/ኪዮ ብምልዓል ምስ ምኽንያቱ ተትገልጽ ኣዚዩ ደስ ምበለኒ።
ብዙሕ ክብል ደልየ ኔረ ግን ከየሰልችወካ/ኪ
ክክክክ ውኻርያሲ ከታታልል ዝዋዕውዕ ትኣስር ኢሎም በሃልቲ።ክክክክከም ልሕጺ ትብሊዎም ዘለኹምከ በዓል እንመን ኢዮም።እቲ ሽጉጥ ዝዓጠቀ ፈላሲ ዝብል ዝቀዳሕኩሞ ኢዩ።ንሱ ድማ ወዮ ኣብ ኣውረጳ ትነብሩ ታሪኽ ቤተ ክርስቲያን ዘይትፈልጡ ኮንኩም እንበር።ሳዋ ኩሉ ቤተ ክህነት ይኺድ ኢሎም ኣባ ደስቆሮስ ምስ ተዛረቡ፡ብ ኣብኡ ዝነበሩ ፈለስቲ ኣብ ልዕሊ ዉጉዝ ኣባ ደስቆሮስ ዝተባህለ ኢዩ።ክሳዕ ህጂ ደቂስኩም ኢኹም ዘለኹም።ህዝብና ነቂሑ ኢዩ ኣይታለልን ኢዩ።በጃኹም እባ በይንኹም ኣይትሕለሙ።ክሳዕ መዓሲኹም ኣብ ነብሰ ምቲላል ክትነብሩ።ህዝቢ ሰጊሙ ኢዩ ንመታለልቲ ቦታ የሎን።እንተ ምስ ኣስላም ዝበልኩሞ እሞ ኣባ መቃርሲ ኣይኮነን ኣብ መስጊድ ጀምዓ ኣትዩ ጸሎት ምስ ሸኽ ዘካይድ ክክክክክ ምድቃስ ክሓስም።
ReplyDeleteእግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልካ ዝተፈትካ ሓውና/ሃፍትና! እቲ ኩሉ ዝተጻሕፈ ንመን ከም ዝተጻሕፈ ኣብቲ ካላሽን ዝተሓንገጠ ፈላሲ 1ይን 2ይን ክፋል ኣንቢብካዮ ትከውን ኢካ ግን ምስትዋል ዝሓጸርካ ኢካ እትመስል ምክንያቱ ናብ ዘይተደልዩ ሓሸውየ ስለ ዘኣተካ፡ ንምኳኑ ዉጉዝ ኣባ ደስቆሮስ ኢልካ ኣበየናይ ጉባኤ እዮም ተወጊዞም? መንከ'ዩ ወጊዝዎም ? መዓስ ? ኣበይ? ኣብቲ ጽሑፍካ ከኣ ኣብ ኣውረጳ ትነብሩ ታሪኽ ቤተ ክርስቲያን ዘይትፈልጡ ኢልካና፡ ኣምላክ ይመስገን ክሳብ'ዛ ሎሚ ግን ስርዓትናን ታሪኽናን ሓሊና ኣብ ኦርትዶክስ ሃይማኖትና ጸኒዕና ንነብር ኣሎና።
Deleteቅድመ ኩነት ንስኽም ካብ ደድህሪ ዉጉዝ ጳፓስ ህይወትኩም ኣርንቡ እሞ ክንሰምዓኩም።ሰብ ትእርሙ።ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጉንዲ ከይፈለጥካ ኣብ ልዕሊ ካልእ ዘሎ በሰር ክትርእይ ምፍታን ብትርሱ ሰይጣናውነት ኢዩ። ብሓቂ ንህይወትኩም ከም ኣመንቲዶ ትርእዩዎ።ትጾም ትገብሩዎኸ ትኣምኑሉዶ።ስለምንታይ ትጸሙኸ ትፈልጡዎዶ፡ንፋሽን ዲኹም ትጸሙ፡ ስለምንታይ ኣብ ትሕቲ ውጉዝ እንዳ ነበርኩም ሃይማኖታውያን ኮንኩም ክትርከቡ ትደልዩ።
ReplyDeleteደቂ ቤተ ክርስቲያን ተኾንኩምከ ንምንታይ ኢዩ፡ን ቤተ ክርስቲያን ኣብ ኣርዑት ህግደፍ ክትነብር መሳርሒ ኮንኩም ተገልግሉ።ካብ ውግዘትኩም እሞ ተመለሱ ተነስሑ ክንሰምዓኩም።ንስኹም ምስ ኣባ መቃርሲ ተተዛረብኩም ማዕርኡ ዝኾንኩም ኢዩ ዝመስለኩም ዘሎ ዘይምፍላጥ።ሓደ ግዜ ከምዚ ከማኹም እንቅርዖብ ኣብ ሓደ ቃላይ ነበረት፡ኣብቲ ቃላይ ድማ ሓርማዝ ክሰቲ መጸ።ወዮ ሓርማዝ ክሰቲ ምስ ረኣየቶ፡ብዙሕ ማይ ስለዝሰተየ ኢዩ፡ከምዚ ኮይኑ ኢላ ክንድኡ ክትከውን ብዙሕ ማይ ሰተየት፡ኣብ መወዳእትኡ ተተኪሳ ሞተት ይብለኩም።ንስኹምን ጎይታኹም ኢሳይያስን ክንዲ ኣባ መቃርሲ በሊሀ ልሳን ክትኮኑ ኢኹም ትሓስቡ ተኾነ ተተኮስኩም ደኣ ትመቱ እንበር ኣይርከብን።ብኃይሊ፡ ብተንኮል፡ ብኣድማ፡ ብህያብ፡ ብገዛእትን ሰበ ስልጣ ዓለምን ተሓጊዙ ኣብ ሥልጣን ቤተ ክርስቲያን ዝመጸ ሊቀ ጳጳሳት (ፓትርያርክ) ካብ መዓርግ ሥልጣኑ ይሰዓር፡ ንሱን ሰዓብቱን ድማ ካብ ቤተ ክርስቲያን ይፍለ። ብኣኻትኩም ከም ኣረሜን ይኹን። ምስኡ ካብ ምርኻብ ረሓቑ፡ ኣነ ጴጥሮስ ንስምኦን ጠልቋሊ ከም ዘርሓቕክዎን ብትእዛዝ እግዚኣብሔር ካብ ቤተ ክርስቲያን ከም ዝፈለኽዎ፡ ይፈለ። ፍትሕ መንፈሳዊ ዓንቀጽ 5፡ 172- 185
ካብ ውግዘትኩም እሞ ተመለሱ ተነስሑ ክንሰምዓኩም፧፧? ?
Deleteንስኹምን ጎይታኹም ኢሳይያስን ፧?
ጐታና ስለ ዘይፈለትኻዮ እንድዩ ሸጊሩኻ ሓተፍተፍ ትብል ዘለካ፡ ግን ጐይታና እቲ እንኣምኖ ግን እቲ ሰማይን ምድርን፡ ዝረ ኣን ዘይረኣን ዝፈተረ መላኪ ኵሉ ዝኮነ መድሓኔ ኣለም እዩ''። ትውኽልትና ድማ ኣብ ሰብ 'ኣብ መድራውያን ነገስታት ኣይኮነ። ናይ ልበ ኣምላክ ቅዱስ ዳዊት እንክተል ሰባት ኢና 'ይኄይስ ተኣምኖ በእግዚኣብሔር እምተኣምኖ ኣጓለ እመሕያው' ከሙ ውን እቲ ኣብ ሰብ ዝውከል ርጉም ይኹን ዝብል ኣለዎ።
ኮመንተይ ኣይትደምሲሱዎ ጉድኩም ስለ ዘቃላዕኩኹም ዲኹም።እንቋዕ ጥራሕ ከምዚኣ ጀመርኩም እንበር ።ኩሉ ጉድኩም ክወጽእ ኢዩ ተዓዘቡ።ብኃይሊ፡ ብተንኮል፡ ብኣድማ፡ ብህያብ፡ ብገዛእትን ሰበ ስልጣ ዓለምን ተሓጊዙ ኣብ ሥልጣን ቤተ ክርስቲያን ዝመጸ ሊቀ ጳጳሳት (ፓትርያርክ) ካብ መዓርግ ሥልጣኑ ይሰዓር፡ ንሱን ሰዓብቱን ድማ ካብ ቤተ ክርስቲያን ይፍለ። ብኣኻትኩም ከም ኣረሜን ይኹን። ምስኡ ካብ ምርኻብ ረሓቑ፡ ኣነ ጴጥሮስ ንስምኦን ጠልቋሊ ከም ዘርሓቕክዎን ብትእዛዝ እግዚኣብሔር ካብ ቤተ ክርስቲያን ከም ዝፈለኽዎ፡ ይፈለ። ፍትሕ መንፈሳዊ ዓንቀጽ 5፡ 172- 185
ReplyDeleteክንዲ ትንሱሑስ ከይትንስሑ ኮመንት ትድምሲሱ።ስለምንታይ ነዚ ህዝቢ ንጸውም ኣለና ንጽሊ ኣለና እንዳበልኩም ሓቀኛታት ክትመስሉ እንዳ ኣታለልኩም።በቲ ድማ ደድህሪ ዉጉዝ ኣባ ደስቆሮስ ትስዕቡ ኣለኹም።ኣባ ደስቆሮስ ድሮ ኢድ ኣምላኽ ኣራኻኺባትሎም ኣላ ንስኹምከ ንሃዊ ዲኹም ትጽበዩ ዘለኹም ኣምላኽ ንዒቅኩም።ገረመኒ፡ተመለሱ ጠፊእኩም ሰብ ኣይተጥፍኡ።
ReplyDeleteሓውና እንተ እዚ ጽሒፍካዮ ዘለካ ሃተፍተፍ ኮይኑ ኣይተደምሰሰን ሕጂ እካ ነቢበዮ። ግን ምስትዓል ዝሓጸሮ ሰብ ዓይኑ ውን የስተዕል`ዶ ትብሎ። ብጥዓሚ ዘሕዝን ድማ ኢድ ኣምላኽ ኣረካኪባትሎም ኢልካ ምትርጋምካ እዩ። እስከ ሕሰብ ካብ መቃርስ ጀሚርካ እዚ ኩሉ ኮለል እዚ ኩሉ ውርደት ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮ ውን ከምኡ ማለተይ ኣቀዲምካ ዝተጠቀምካዮ ዘዴ ተትጥቀም። ``እለ ይጥብቡ ዐብዱ`` ድኣ ተባሂሉ እዩ እምበር። ቦ እዝን ሰሚዓ ለይማዕ
ReplyDeleteane btaemi u zgermeni nayzom mekars zbehalu sebay ''entay u elamaom ewe brgx eto yehwatom zkonu papasat ab eritrean zelewu tegagyom kkonu ykelu endyom gn 'ngguy giegau eka kes gerka teredo ember bxerfn bgelen do tesagugo eka? bhaki ezi krstiyanawi dyu? ab haymanotka gguy ktrie enkoleka ab haymanotka konka; srat biete krstyan halika; btmhrti abotat konka eka, sle haymanotka tsyefn tqalesn ember group felika hager arhiqka; haymonotn deqi haymanot ende xerefka dyu ? beal kdus yowhans metmk eka xbuk arya eyom neana ... gnbar ngnbar sle qal amlak zzarebu.
ReplyDeletenay abu mekars gn btaemi u zgermeni, 1, flsfna haymanot alewom slezi dma u saebienu mfllay haymanot koynu terkibu zelo, lomi eka biette krstyana ab seleste eya tekefila zela nayzi tenki entay u? beal aboy mekars kemzi mgbarom do aykonen? 2,nay poletica tsegem alewom, poletica dma ab haymanot ayesamame n u? nezi dma eyu geyta 'mengsti ab lelimengsti. hzbi ab lelihzbi kleal u zbelena.entay dea mo haymanotawi seb dedeamo nezi kktel ygbae u? merahi aymanot n2 dea hade kgebr alewo ember kmey geyru wegn khz ykeal ? bkemey dea u neza qdsti biete krstyana nay selam haymanot kebla zkel? ewe brgts hade merahi seb nay mengstawi guday xegem khlwo ykel yu; gn. ntsgemu nab amlak ktere alewo;; mknyatu kal amlak kemziu zb ''tsemkumn tselotkumn ab kidmo amlak dea yfelet ember bgelka aytcheneku eyu zble''
abu mekars gn nezi kulu riemomo alewu? nmnaty gn? nealem meninom ms alemawyan koynom nbiete krstyanom ztserfun? zetsrfun?
ReplyDeletenzuh mtezarebna gn zfetho yeblun, kum neger wn yeblun; eti zbeletse nab amlak mmhlale ewe,, adetatna temahlilen znab mhret yewrda neyren lomu gn . merhti haymanot beal mekars poletic bmmhar elalen sele mfllay sle poletic koynu ... eti zemen eti nay kedem ymelselna amlak mhretu ylalelna ; amen
ኣንቱም ፓፓጋሎ ህግደፋውያን ደቂስኩም አለኩም ተባራበሩ ካብ ውጉዝ አቡነ ዴስቆሮስ ተማሃሩ
ReplyDeletebetsida elekum blogg kefitkum zelekum entay gedesekum bzeaba ezom abo eziom tzarebu sle qal amlak gda zeytzararebu haymanetawyan dikum poltikawyan??? abe aynina zelo beser nire yehwatey.
ReplyDeleteRespect and I have a nifty give: Whole Home Renovation Cost home remodeling contractors near me
ReplyDelete