†በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ፣ ኣሜን †
ንሎሚ ከየቅረብና ክንሓልፎ ዘይደለና መብዛሕትና እንፈልጦ ግን ከም ሸለልትነት ፥ ተማሃሮ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ መድረክ እትወጹ መምሃራን ውን ብዙሕ ግዜ ሸለል ክትብልዎ ዝረአ ናይ ምምዕታብ ጉዳይ እዩ። ስለ ምምዕታብ ብዙሕ መጽሓፍቲ ይዛረቡ ፍትሐ ነገስት ውን ብትእዛዝ የቁሞ። ንሎሚ ስለ ምምዕታ ንምጽሓፍ ዘይኮነ እዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ሊንክ ብምምልካት ክነመሃር ዝብል ሓሳብ እዩ ንክንጽሕፍ ኣተሳስኡና። ስለ ምምዕታብ አምላክ ፈቂድዎ ኣስፊሕና ክሳብ ንጽሕፍ እዛ ቃል ንውከፍ።
በሉ ዝበልናኩም ሊንክ እዚኣ እያ።
ኣብዛ ካልኣይቲ ውን ካብ 14 ደቂቅ ኣትሒዝና ንመልከት
No comments:
Post a Comment