(ሰላምንዓኻ/ኺ ይኹንዝሓወይ/ዝሓፍተይ)ሰላም ለከ እኁየ/እኅህትየ
ወሰላም ለከ/ኪ (ንዓኻውን ሰላም ይኹንዝሓወይ/ዝሓፍተይ)
(መን እዩ ሽምካ ዝሓወይ/ዝሓፍተይ)መኑ ስምከ/ስምኪ እኁየ/እኅህትየ
ወልደ ማርያም ውእቱ ስምየ (ወልደ ማርያም እዩ ሽመይ)
(ናይኣቦኻ/ኺሽም'ኸመንእዩ)ወመኑ ስመ ኣቡከ/ኪ
ገብረ ማርያም ውእቱ ስመ ኣቡየ (ናይኣቦይሽምገብረማርያምእዩ)
(ዕድሜኻ/ኺ ክንደይ እዩ)እስፍንቱ ኣዝማኒከ/ኪ
ኣሠርቱ ወሥምንቱ (ዓሰርተ ሾሞንተ)
እምኣይቴ መጻእከ/ኪ(ካበየ መጺኻ/ኺ)
እም ኣሥመራ (ካብ ኣስመራ)
(ስራሕከመይኣሎ)ግብር እፎ ውእቱ
ሚመ ኢይብል (ዋላ ኣይብልን እዩ)
(ሕይወት ከመይ እዩ)ሕይወት እፎ ውእቱ
ሰናይ ውእቱ (ጽቡቅ እዩ)እሉ ኣብያፂከ/ኪ ውእቶሙ
እወ (እወ)
(ዘመናዊ ትምህርቲ ትመሃር ዲኻ)ትትሜሀርኑ ትምህርተ ዘመናዌ
እወ እትሜሃር ኣነ ትምህርተ ዘመናዌ (እወ ዘመናዊ ትምህርቲ እመሃር እየ)
(ኣበይ እዩ ቤት ትምህርትኻ)ኣይቴ ውእቱ ቤተ ትምህርትከ
ኣዱሊስ ውእቱ ቤተ ትምህርትየ (ኣዱሊስ እዩ ትምህርቲ ቤተይ)
(ክንደይ ክፍሊ በጺሕኻ)ስፍነ ኣመት በጻሕከ
ስምንቱ ኣመት በጻሕኩ (8ይ ክፍሊ በጺሓ)
(እስከ ንዓ/ንዒ ናብ ቤተ ክርስቲያን ንኺድ)እስኩ ነዓ/ንዒ ነሑር ኀበ ቤተ እግዚኣብሔር
ትፍስሕትየ ውእቱ (ደስታይ ኢዩ)
(ናይ ሃይማኖትካ/ኪ ትምህርቲ ትፈልጥ/ጢ ዲኻ/ኺ)ተኣምርኑ/ተኣምሪኑ ትምህርተ ሃይማኖትከ/ኪ
(ናይ ሃይማኖተይ ትምህርቲ’ኸ እንታይ እዩ)ምንት ውእቱ ትምህርተ ሃይማኖትየ
(ምንባብ ፣ድጓ ፣ ጾመ ድጓ፣ ግእዝ ፣ ቅኔ ይበሃሉ)ንባበ ፣ ድጓ ፣ ጾመ ድጓ፣ ግእዝ ፣ ቅኔ ይትበሃሉ
ልእሉሰ ኣእምሮሙ ቀዲሙ (እዚኦምሲ ኣቀዲመ እፈልጦም እየ)
በል እግዚእ የሃብከ ጽናአቶ ወይክስት ለከ (በል ጎይታ ጽንዓት ይሃብካ ይግለጸልካ ክኣ)
ኣሜን
(ኣሜን)
መራሕያን
/Pronoun/
ኣነ ኣነ
ኣንተ ንስካ
ኣንቲ ንስኺ
ውእቱ እሱ
ይእቲ ንሳ
ንሕነ ንሕና
ኣንትሙ እስኹም
ኣንትን እስክን
ውእቶሙ እሶም
ውእቶን እሰን
No comments:
Post a Comment